ኣብ ከተማ ጎንደር ንሰራዊት ስንቂ ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ንሰራዊት ስንቂ ምድላው ይግበር ኣሎ።

ነበርቲን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ክፍለ ከተማታት ፋሲልን ጃንተከልን ደጀንነቶም ንምውፃእ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ፋኖን ሚሊሻን ናይ ደረቕ ራሽን ምድላው ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ።

እተቲ ምድላው ስንቂ ብሊግ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ዓውዲን ዝምራሕ እንትኸውን፥ ኣብ ትሕቲ እተን ክፍለከተማታት ብዝርከባ ቀበሌታት ኣወዳድባ ወለንታውያን ደቂ ኣንስቲዮ እቲ ተግባር ይስራሕ ኣሎ።

ህይወቱ ዝህበና ዘሎ ሰራዊት ምክልካል ሃገር ናይ ደረቕ ራሽን ብምድላው ግደ ደጀንነቶም ይዋፅኡ ከምዘለዉ ነበርቲ ምግላፆም ካብ ኮሚኒኬሽን ጎንደር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment