ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ከተማ ጋምቤላ ምስ ዝነበረ እዋናዊ ኩነታት ተተሓሒዙ ተነቢሩ ዝነበረ ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዝተልዓለ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልል ጋምቤላ ምንቅስቓስ ሰብን ተሸከርከርቲን ካብ ምሸት ሰዓት 2 ጀሚሩ ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 11፡30 ካብ 7 ሓምለ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ተገዲቡ ከምዝነበረን ተግባራዊ ንኽግበር ውሳነ ከምዝተመሓላለፈን ይዝከር፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com