ኣብ ከተማ ጅጅጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ልዕሊ 900 ሺቓት ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅጅጋ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ  932 ሺቓት ዓኒዮም።

እቲ ሓደጋ ባርዕ ታይዋን ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ማእኸል ዕዳጋ ኢዩ ኣጋጢሙ ተባሂሉ።

መበገሲኡ ከምዘይተፈለጠ ድማ ተገሊፁ።

እቲ ሓደጋ ባርዕ ካብ ከተማ ሃርጌሳ ብዝመፅአ ጉጅለ ተገብረ ሓይሊ ምጥፋእ ሓደጋ ባርዕ ምቁፅፃር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ ሙሃመድ፣ ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ወ/ሮ አያን ኣብዲን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን እቲ ክልልን እቲ ሓደጋ ዘብፅሖ ጉድኣት ተዓዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment