ኣብ ከተማ ዲላ ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ዲላ ኣብ ከተማ ዲላ ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ድጋፍ ብዝተፈላለዩ ጭርሖታት ገሊፆም።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ እናገበሮ ዝርከብ ኲናት ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ንምባል ከምዝተዳለዉን ቅድሚ ሕዚ እውን ዝተፈላለዩ ሓገዛት እናገበሩ ከምዝፀንሑን ተዛሪቦም።

እቲ ጁንታ ምስ ታሪኻዊ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር እናገበሮ ዝርከብ ሽርሒ ከምዘሕዘኖም ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ነበርቲ እታ ከተማ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ንምድሓን ኩሉ ሰብ ብዝኸኣሎ ክዘምት ከምዝግባእ እውን ተዛሪቦም።

ብጥላሁን ይልማ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment