ኣብ ከተማ ዱከም ትንኮያ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምቅዋም ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ዱከም ትንኮያ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምቅዋም ሰልፊ ተኻይዱ።

ትንኮያ ሸኔ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ብምባል ከምዝቃለሱ ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ሰልፊ ዝተረኸቡ ነበርቲ ገሊፆም፡፡

ኣብቲ ሰልፊ ካብ ከተማ ዱከምን ከባቢኣን ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ተሳቲፎም።

“ግብረ ራዕዳውያን ሸኔን ህወሓትን ፀላእቲ ኢትጵዮጵያ ኢዮም፣ ብኽቡር መስዋእቲ ዝተረኸበ ናፅነት ብመስዋእትና ክንሕልዎ ኢና፣ ንወያነ ዘወገደ ዝተሓባበረ ቅልፅምና ንሸኔ ክንነቕሎ ኢና፣ ሸኔ ኦሮሚኛ ዝዛረብ ወያነ ኢዩ” ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ብትዝታ ደሳለኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment