ኣብ ከተማ ደብረሲና ብምኽንያት ፀገም ፀጥታ ተቋሪፆም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ናብ ስራሕ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረሲና ብምኽንያት ፀገም ፀጥታ ተቋሪፆም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ናብ ስራሕ ተመሊሶም፡፡

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ወራር ኣብ ዝፈፀመሉ ንብረት ካብ ምዕናዉ ሓሊፉ መብራህቲ ፤ ትራንስፖርትን ዝመስል ስሩዕ ኣገልግሎታት ተቋሪፁ ነይሩ፡፡

እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል፤ ፉሉይ ሓይሊ ኣምሓራ  ሚሊሻ ተቐጥቂጡ እቲ  ካባቢ  ናፃ ድሕሪ ምዃኑ እቲ ህዝቢ ናብ ስሩዕ ህይወት ምምላሱ  ግልጋሎት ዜና  ኢትዮጵያ ፀብፂቡ፡፡

መብራህቲ እታ ከተማ  ኣገልግሎት ንምጅማር ዝተቆራረፁ  ገመዳት እናተፀገኑ እንኾኑ፤ ዕድጊትን  ኣገልግሎት ትራንስፖርት እናሃበ እዩ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment