ኣብ ከተማ ደሴ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

“ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ኣፍራይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እቲ መድረኽ ዝሳለጥ ዘሎ።

ነቲ ህዝባዊ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኢዮም ዝመርሕዎ ዘለዉ።

ሕቶታትና ብኢትዮጵያዊ ማዕቀፍ ብሰላምን ሰለማዊ ኣማራፂታትን ጥራሕ ክንፈትሕ ኢና ኢሎም።

ነዚ ድማ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ብእሸቱ ወ/ሚካኤል

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment