ኣብ ከተማ ወልዲያ ዝተቐበረ ኣፅዋር ብምፍንጃሩ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ንብረትን ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያ ዝተቐበረ ኣፅዋር ብምፍንጃሩ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ንብረትን ጉድኣት ምብፅሑ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ከተማ ኣፍሊጡ።

በቲ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ ሓደ ሰብ ጉድኣት ኣካልን ከልተ ኮንተይነራትን ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።

እቲ ጉድኣት ኣካል ዘጋጠማ መንእሰይ ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ወልድያ ደገፍ ሕክምና ይግበረላ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment