ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ንህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ከምኡ እውን ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ።

ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ወላይታ ዶክተር እንድርያስ ጌታ ኣብቲ እዋን፥ ኢትዮጵያውያን ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ስነ-ልቦናን ክብተኽ ዘይኽእል ሓድነት ዝተኣሳሰሩ ብሄረሰባት ዘለዉዋ ሃገር ኢያ ኢሎም።

ስግብግብ፣ ከፋፋሊን ዘረኛን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሎሚ 30 ዓመት ዝተኸሎ ክፉእ ዘርኢ ኢትዮጵያ ዋጋ እናኸፈላ ከምዝርከብ ገሊፆም፡፡

ኢትዮጵያውያን ኣብዚ እዋን ብሓድነት፣ ብስነ-ልቦናን ብምርኣይ ሃገር ናብ ዓወት ምምራሕ ዝሓቶም እዋን ኢዩ ምባሎም ደሬቴድ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment