ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘብፅሖ ጥፍኣት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘብፅሖ ጥፍኣት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ነበርቲ፥ ኣብ ኣደባባያት እታ ከተማ ብምውፃእ ነቲ ገብረ ራዕዲ ዘውግዙ መልእኽቲታት በምስማዕ ተቓውሞኦም ከምዝገለፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።

“ነትግራይ ልምዓትን ሰላምን ህወሓት ዕንቅፋት ኢዩ” ፣ “ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን”፣ ህወሓትን ሰላምን ፀላእቲ ኢዮም” ዝብሉን ካልኦትን መለእኽቲታት ኣብቲ ሰልፊ ከምዝገለፁ ተሓቢሩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment