ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ።

እቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥ “ንኢትዮጵያ ጠጠው ክብል ኢየ፤ ድምፀይ ከስምዕ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻይዱ፡፡

ነበርቲ እታ ከተማ፥ “ብኲናት ውክልና ምጥቃዕ የኣክል”፣ “ንዘላቒ ሰላም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕጥቂ ይፍታሕ”፣ “ግብረ ራዕዲ ህወሓት ቁፃር ኢዩ” ዝብሉን መሰል ጭርሖታትን እናስምዑ ከምዝኾኑ ካብ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮምቦልቻ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment