ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻደ ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልትታት ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ዉድብ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ተዛዚሙ፡፡

ኣብቲ ገምጋም ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ፤ ክልል መንግስቲን ስራሕቲ ህንፀትን ብምትንታን ዓበይቲ ጉድለቱን ጥንካርኡን ፈልይዎም ኣሎ ተባሂሉ፡፡

ብልፅግና ብዘፈር ፖለቲካ ኣብቶም ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ  ንህዝቢ ብምስታፍ ዓበይቲ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ተመላኺቱ፡፡

ኣብ ቀፃሊ እዋን እውን ልዑል ኣመራርሓ ብልፅግና ከምኡ እውን ኣብ ስራሕቲ ቆራፅነት ፖለቲካን ልምዓትን ኣድህቦ ብምውሃብ ምስራሕ ከምዝግባእ እቲ ፓርቲ ኣንፈታት ከምዘቐመጠሉ ኦቢኤን ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment