ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ምርጫ ውፅኢት ቆፀራ ደምፂ ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ምርጫ ውፅኢት ቆፀራ ደምፂ ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ብተመሳሳሊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያት ምርጫ እቲ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
Comments (0)
Add Comment