ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዙር ከተማ ሓቆፍ ሰሙን ባህሊ ንባብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዙር ከተማ ሓቆፍ ሰሙን ባህሊ ንባብ “ንባብ ንዘላቒ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኢትዮ-ኩባ ተጀሚሩ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት መጀመሪ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ወርቅነሽ ብሩ፣ ሓላፊት ቢሮ ባህሊ፣ ኪነጥበብን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ሂሩት ካሳው (ዶ/ር)ን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡

ሂሩት ካሳው (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኣብ ጎደና ልምዓት ከምትርከብ ብምሕባር÷ እቲ ልምዓት ክቕፅል ንምግባር ዝለምዐ ኣእምሮ ምፍራይ ከምዝግባእ ኣገንዚበንዘ፡

ፅቡቕን ፍልጠት ዝተዓጠቐ ዜጋ ኣብ ምፍጣርን ዝተመርኮሰ ተግባር ንምፍፃም÷ ንባብ ዓብዪ መሰረት ከምዝኾነ ንምግንዛብ ዝዓለመ መርሃ ግብሪ ከምዝኾነ እውን ገሊፀን፡፡

ወይዘሮ ወርቅነሽ ብሩ ብግደአን÷ “ወዲ ሰብ እንትቢቡ ኩሉ ክኸውን ይኽእል ኢዩ፤ ንባብ ምግቢ ኣእምሮ ኢዩ” ክብላ ምግላፀን ካብቲ ቢሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment