ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ዝምልከት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ-ሲንቄታትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዘተ ይካየድ ኣሎ።

ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሓድነት፣ ፍቕሪን ሰላምን ክብሪታት ሒዙ ዝኽበር ዓቢዪ በዓል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እቲ በዓል ክብሪታቱ ሓሊዩ ብሰላምን ሓድነትን ንኽኽበር ኣመራርሓታት ኣዲስ ኣበባ፣ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ዓበይቲ ዓዲን እናተዛተዩ ይርከቡ፡፡

መበገሲ ፅሑፍ ቀሪቡ ብተሳተፍቲ ሓሳብን ርኢቶን ከምዝወሃበሉ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ 22 መስከረም ከምኡ እውን ኣብ ቢሾፍቱ 23 መስከረም 2014 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment