ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን562 እሙናት ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተኣማንነት ግብሪ ንዝኸፈሉ ከፈልቲ ግብሪ ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴን ሓላፊ ቢሮ እቶት እታ ምምሕር ከተማ ኣደም ኑሪን ሓዊሱ ካልኦት ተረኺቦም።

ተሸለምቲ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ብተኣማንነት ብምኽፋል ዝሐሸ ኣፈፃፀማ ብምምዝጋብ ንዕቤት እታ ከተማ ኣስተዋፅኦ ዘበረከቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ኣፍልጦን ሽልማትን ካብ ዝተበርከተሎም 562 ከፈልቲ ግብሪ÷ እተን 104 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment