ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን1 ሺሕን 308 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን1 ሺሕን 308 ሰብ ሃፍቲ ሓዱሽ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃበ

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ዳይሬክተር ድጋፍ ትልሚን ክትትል በጀትን እቲ ኮሚሽን ወ/ሮ እናትነሽ ታመነ÷ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ መልማዕቲ ጠለብ መሰረት ብምግባር ስራሕቲ ምምሕያሽ ለውጢ ኢንቨስትመንት ከምዝተወገነ ኣልዒለን፡፡

በዚ ድማ ን225 ሰብ ሃፍቲ መመሓየሺ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ንመሃብ ተሓሲቡ ን121 ሰብ ሃፍቲ ከምዝተውሃበ ኣብሪሀን፡፡

ብኻሊእ መዳይ ን973 ሰብ ሃፍቲ ሕድሳት ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃበ እተን ዳይሬክተር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፀን፡፡

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment