ኣብ ከተማ ኣምቦ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ንግበረ ህወሓትን ሸኔን ዝኹንንን ንሰራዊት ምክልኃል ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተኻይዱ።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ከተማ ኣምቦ ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ካብ ዝርከባ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡

እቶም ሰልፈኛታት ዕላማ ምፍራስ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምፍሻል ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም፡፡

“ጭካነ ምጥፋእ ሃገር እቶም ግብረ ራዕዳውያን ሓደ ኮይንና ክንምክት ኢና!፣ ኢትዮጵያ ንፀላኢ ተምበርኪኻ ኣይትፈልጥን፣ ሸኔን ወያነን ፀላእቲ ህዝቢ ኦሮሞ ኢዮም፣ ህዝቢ ኦሮሞ ንወያነ ኢዱ ኣይህብን፣ ወያነን ሸኔን ቀንዲ ፀላእቲ ቀሬን ቄሮን ኢዮም” ዝብሉ ጭርሖታት ብምግዋሕ ነቶም ግብረ ራዕዳውያን ኮኒኖም፡፡

ፍልፍል፦ግዜኢ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment