ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ተምሃሮ ናብ ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ወፍሪ #የኣክል ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ተምሃሮ “ንሕና ተምሃሮ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ንቃወም” ብምባል ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ወፍሪ #የኣክል ኣካይዶም።

ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝርከባ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝተውፃፅኡ ልዕሊ 20 ሺሕ ዝኾኑ ካብ 7ይ ክፍሊ ንላዕሊ ዝርከቡ ተምሃሮ ተቓውመኦም ኣብ ኣደባባይ ኣስሚዖም፡፡

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣሜሪካ ብሰበብ ዴሞክራሲ ንግብረ ራዕዲ ኣይትደግፊ፣ ኣሜሪካ ዘርኢ ኣምሓራ ንምጥፋእን ኢትዮጵያ ንምፍራስን ዘለኪ ሽርሒ ኣወግዲ፣ ኢትዮጵያ ኣይትፈርስን፣ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ደው ይበል፣ ንሕና ኢትዮጵያውያን ብዛዕባና ባዕልና ንፈልጥ ኢና፣ ምዕራባውያን ኢድኩም ኣልዕሉ ዝብሉ ጭርሖታት ኣስሚዖም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment