ኣብ ከተማ ቆቦ ንዘለዉ ተመዛበልቲ ወገናት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ቆቦ ንዘለዉ ተመዛበልቲ ወገናት ደገፍ ገይሩ።

እቲ ድጋፍ ንልዕሊ 12 ሺሕ ሰባት ዝኸውን ምግቢ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሕሩጭ ስርናይ፣ ዘይቲ ብልዒ፣ ዓተርን ጨውን ዘካተተ ከምዝኾነ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment