ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ይህነፃ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ይህነፃ ኣለዋ።

እተን ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ከባቢኦም ቤት ትምህርቲ ብዘይምህላዉ ትምህርቶም ምክትታል ዘይከኣሉ ተምሃሮ ፀገሞም ዝፈትሕ ኢዩ ተባሂሉ።

ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ፊራኪያ ካሣሁን፥ ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ሎሚ ዘበን ይህነፃ ኣለዋ ኢሎም።

ካብ መንጎ እተን ዝህነፃ 20 ህንፀተን ከምዝተዛዘመ እውን ተዛሪቦም።

ብታሪክ ኣዱኛ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment