ኣብ ከተማ ሰበታ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሕታት ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ሰበታ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዉ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ኲናት ተታሒዞም።

እቶም ዘይሕዳዊ መሳርሕታት መበገሲኦም ከተማ ጋምቤላ ምኻኑ ኣብ መምርሒ ፖሊስ ሰበታ ምኽትል ዋና ምርግጋፅ ድሕንነት ከባቢ ኢንስፔክተር ዳንኤል ሃይለማርያም ገሊፆም።

እቶም ዝተትሓዙ ዘይሕጋዊ መሳርሕታት 35 ተዓፃፊ ክላሽ፣ 10 ብዓልሰደፍ ክላሽ፣ 46 ካርታ ክላሽ፣ 3 ዝተፈላለዩ ሽጉጣት ከምኡ እዉን 432 ሽጉጥ ጥይት ናይ ስታር፣ ኮልትን ቱርኪን ምኻኖም ሓቢሮም።

ዘይሕጋዊ መሳርሕታት እናዘዋወሩ ዝነበሩ ክልተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምዉዓሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሙኒኬሽን ከተማ ሰበታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment