ኣብ ከተማ ሞጆ 51 ቦምባ ምስ 4 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ከተማ ሞጆ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዘ ዝነበረ 51 ቦምባን 4 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።

እቶም ዘይሕጋዊ ቦምባታት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 11 ጀሚሩ ብዝተገበረ ክትትል ሓበሬታ ኣብ ከተማ ሞጆ ክተሓዙ ከምዝኸኣሉ ፍልፍላት ሓበሬታ ድሕንነት ኣመልኪቶም፡፡

እቶም ቦምባታት እናጓዓዓዙ ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ እውን ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment