ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ብ10 ሚሊየን ብር ፓርክ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ብ10 ሚሊየን ብር ፓርክ ክህነፅ ኢዩ።

እቲ ፓርክ ነታ ከተማ ፅባቐ ከምዝፈጥር ድማ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን።

እተን ሚኒስትር ነቲ ህንፀት ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኣብ ዝገበራሉ እዋን፥ እቲ ፓርክ ሓምላዋይ ከባቢ ኣብ ምፍጣር ልዑል ኣገልግሎት ከምዝህልዎ ተዛሪበን።

ብተስፋዬ ምሬሳ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment