ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለን ኣኽሱምን ዝርከቡ ባንኪታት ደም ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ኣገልግሎት ባንኪ ደመን ቲሹን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ፥ ብብርኪ ሃገር ካብ ዘለዉ 43 ባንኪታት ደም እቶም ሰለስተ ኣብ ክልል ትግራይ ከምዝርከቡ ተዛሪቦም።
ስለዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለን ኣኽሱምን ዝርከቡ ባንኪታት ደም ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።
ክሳብ ሐዚ ብዘሎ ከይዲ 8 ሺሕ ዩኒት ደም ኣብ መቐለ፣ 6 ሺሕ ዩኒት ደም ኣብ ኣኽሱም ከምዝተኣከበ ተሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።