ኣብ ከተማ ሆለታ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ሰልፊ፥ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና ለውጢ ክነቐፅል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ኣብቲ ሰልፊ፥ “ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም”፣ “ብምክብባርን ምድምማፅን ሰላም ክነቐፅል ኢና” ዝብሉ ጭርሖታት ብስፍሓት ተደሚፆም።

ብኣለምሰገድ ኣሳዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment