ኣብ ከተማ ሃዋሳ መናእሰይን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን #የኣክል ብምባል ድምፆም ኣስሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ መናእሰይን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን #የኣክል ዝብልምንቅስቓስ ተሓንጊጦም ብምስላፍ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ሃገራት ጠጠው ክብል ፀዊዖም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ግምባር ምዝማቶም ድማ ዓቢዪ ተበግሶ ከምዝፈጠረሎም ብምግላፅ፥ ዓቕሞም ብዝፈቐዶ ደረጃ ኣብ ጎኒ ቀዳማይ ሚኒስትር ደው ከምዝብሉ ዘለዎም ቅዋም ኣርኢዮም፡፡

እቶም መናእሰይ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጽዕንቶ ንምሕዳር ዝፅዕሩ ሓይሊታት ወፃኢ ኢዶም ንኸልዕሉ ንምትሕስሳብ ዓሊሞም ብንጉሁኡ ተኣኻኺቦም ከምዝወፅኡ ተዛሪቦም፡፡

ብብርሃኑ በጋሻው

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment