ኣብ ከተማ ሃረር ዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ፅባቐ እታ ከተማ የማዕርጉ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ፅባቐ እታ ከተማ የማዕርጉ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ዋና መካየዲ ስራሕ እታ ከተማ ኤልያስ ዮኒስ፥ እታ ከተማ ናይ ምምልካዕ ስራሕ ኣብ 2015 ዓ.ም ዝተጀመረ ዓለም ለኸ ቅርሲ ጀጎል ብምክልኻን ከምዝኾነ ኣዘኻኺሮም።

እቲ ቅርሲ ዝርከበሉ መገዲታት ውሽጢ ንውሽጢ ናይ ምምልኻዕ ስራሕቲ ብትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ከምዝተፈፀመ እውን ገሊፆም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብታ ከተማ ዝግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ሃረት መዕርግቲ፣ ንነበርታን ሃወፅቲን ምቹውቲ ንክትከውን ከምዘኽኣለ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

Comments (0)
Add Comment