ኣብ ከተማ ሃረር ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ ቤልጂጌ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሮዛ ዑመርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ክፋላት ሕብረተሰብን ተረኺቦም።

ብኢዮናዳብ ኣንዱዓለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment