ኣብ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ምልዓል ይኹን ምምሕያሽ ከምዝኽእላ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ግምት ብምእታው ምልዓል ይኹን ምምሕያሽ ከምዝኽእላ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ወሲኑ።

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር እቲ ክልል ቅድሚ ሕዚ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ካብ ምሸት ሰዐዳት 4 ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 11፡30 ምንቅስቓስ ክዘይከኣል ውሳነ ብምሕላፉ ኣብቲ ክልል ተግባራዊ እናገበረ ከምዝኾነ ይፍለጥ፡፡

ይኹን እምበር ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ እዋናዊ ክልላዉ ኩነታት ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ገደብ ሰዓት ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ልዝብ ብምግባር ውሳነ ኣመሓላሊፉ።

በዚህም በክልሉ የሚገኙ የከተማ አስተዳደሮች ከፀጥታ ጋር በተያያዘ የሰዓት እላፊ ገደቡ ቢነሳ ምንም አይነት ስጋት የለብኝም ብለው ካመኑ ከካቢኔያቸው ጋር በመምከር እየገመገሙ ሰዓት እላፊውን ማንሳትም ሆነ ማሻሻል እንደሚችሉ ነው የክልሉ መንግሥት አስተዳደር ምክር ቤት ውሳኔ ያሳለፈው

ስለዝኾ ድማ ኣብ ከተማታት እቲ ክልል ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ምልዓል ይኹን ምምሕያሽ ከምዝኽእላ ወሲኑ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment