ኣብ ከተማታት ኣሶሳን ወልቂጤን ህዝባዊ መድረኽ ዘተታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ንዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማታት ኣሶሳን ወልቂጤን ህዝባዊ መድረኽ ዘተታት ይካየድ ኣሎ።

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባን ኣብ ክልል ሲዳማ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሐፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣብርሃም ማርሻሎ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፉ ከምዝኾ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡

ብተመሳሳሊ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ወልቂጤን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማንን ህዝባዊ መድረኽ ዘተ እናተኻደ ይርከብ።

Comments (0)
Add Comment