ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ምዕራብ ኣገልግሎት ኤል ኢቲ ኢ ኣድቫንስድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ምዕራብ ኣገልግሎት ኤል ኢቲ ኢ ኣድቫንስድ ኣጀሚሩ።

እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ዘጀመሮ ራብዓይ ትውልዲ (4ጂ) ኤል ኢቲ ኢ ልዑል ኣጠቓቕማ ኣብ ዝረአየለን 103 ከተማታት ንምስፍሕፋሕ ዝሓዞ ትልሚ ሓደ ኣካል ኢዩ ተባሂሉ።

በቲ ኣገልግሎት ከተማ ኣምቦ ሓዊሱ ከተማታት ቡራዩ፣ ሆለታ፣ ወሊሶን ሰበታን ተጠቀምቲ ከምዝገብር ተገሊፁ፡፡

ፍልፍል፦ ግዜኢ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment