ኣብ ከባቢ ጉና ዝርከቡ ሓረስቶት ንሰለስተ መዓልቲታት ንህወሓት ብምውጋእ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፅሑሉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡበር ጎንደር ወረዳታት እስቴን ጉናን ከባቢ ዝርከቡ ሓረስቶት ንሰለስተ መዓልቲታት ንህወሓት ብምውጋእ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፅሑሉ ገሊፆም።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ እምባ ጉና ከም መወርወሪ ተጠቒሙ ናብ ደብረ ታቦርን እስቴን ንምእታው ብምሕሳብ ወረራ ንምፍፃም እንተሓስብ እቶም ሓረስቶት ከካብጣቢየኦም ብምውፃእ ብናይባዕሎም ዕጥቂ ንሰለስተ መዓልቲታት ብምውጋእ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅ ልዑል ዓወት ኣመዝጊቦም ናብ ዝመፅአሉ ከምዝመለሱዎ ኣብቲ ቦታ ንዝርከቡ መሳርሕትና ገሊፆምሎም።

ኣብቲ እዋን ውግእ ሓደ መዋጋኣይ ዝማረኹ እንትኾኑ፥ ሕዚ እውን ከባቢኦም ብንቕሓት ከምዝሕልዉ ተዛሪቦም።

መንግስቲ ኣድላዪ ሓገዝ ነቲ ከባቢ ብምግባር እቲ ጉጅለ ህልውንኡ ክሳብ ዝስእን ክንቃለስ ኢና ኢሎም።

በጉና ተራራ በነበረው የዋንቃ ግንባር በእስቴ ወረዳ የሚገኙ የዳት፣ ጥናፍ፣ የአንጋጫት፣ የእለት፣ ዶስካ እና የድባና አርሶ አደሮች እና ነዋሪወች ተሳትፈዋል

ኣብ እምባ ጉና ግምባር ዋንቃ ኣብ ዝነበረ ውግእ፥ ኣብ ወረዳ እስቴ ዝርከቡ ሓረስቶት ነበርቲ ዳት፣ ጥናፍ፣ ኣንጋጫት፣ እለት፣ ዶስካን ድባናን ተሳቲፎም።

ብምንይችል ኣዘዘውን ዙፋን ካሳሁንን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment