ኣብ እዚ ምብራቕ ፕሮጀክት ሕርሻ ኤረር ኢባዳ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፕሮጀክት ሕርሻ ኤረር ኢባዳ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተጎብኒዮም።

ኣብቲ ዑደት ምክትል ኣዛዚ እቲ እዚ ሜጀር ጀነራል ፍቃዱ ፀጋዬ፣ ላክለዎት መኮንናት ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምብራቕ ሃረርጌ ተረኺቦም።

እቲ ዑደት እዚ ምብራቕ መበል 47 ዓመት ምስረትኡ ጠሚቱ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ኢዩ።

ኣብ ፕሮጀክት ሕርሻ 155 ሄክታር ዕፉን፣ 25 ሄክታት ምሸላን 40 ሄክታር ሽጉርቲን ይለምዕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ብእዮናዳብ ኣንዱአለም

Comments (0)
Add Comment