ኣብ እዋን ክራማት መበል ራብዓይ ዓመት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ ዓሸራ ክካየድ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ክራማት መበል ራብዓይ ዓመት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ ዓሸራ ክካየድ ኢዩ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንኣርባዕተ ዓማውቲ ዝተለምናዮ ሸቶ ነምዕዋጥ ጥራሕ እንተይኮነስ ታሪክ ንምቕያር ዘኽእል ውፅኢት ንምርካብ ፈልሲ ናይ ምፍላስ ቅድመ ምድላው ይካየድ ኣሎ” ኢሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment