ኣብ እዋን በዓል ሓደጋ ሓዊ እንተየጋጠመ ብሰላም ምሕላፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣት ሓደጋን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን በዓል ሓዱሽ ዓመት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ እንተየጋጠመ ብሰላም ምሕላፉ ገሊፁ።

ህዝቢ መልእኽቲታት ጥንቃቐ ብኣግባቡ ብምትግባሩ እቲ ኮሚሽን አመስጊኑ።

በዓል ሙያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ፥ ኣብ ድሮ እቲ በዓል ኣብ ክፍለ ከተማ ቀራኒዮ ብዝናብ ዝረሓሰ ሽግ ልዕሊ መጠን ቤኒዚን ብምግባርን ብምቅፃሉን ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ ከምዝነበረ ተዛሪቦም።

እቲ ኮሚሽን ብዝበፅሖ ሓበሬታ ሰራሕተኛታት እተ ኮሚሽን ኣብቲ ከባቢ ብምኻድ ጉድኣት እነተየጋጠመ ከምዝተቖፃፀርዎ ገሊፆም።

ሕብረተሰብ ሃንደበታዊ ሓደጋ ሓዊ እንተጋጢሙ፥ ብናፃ መስመራት ስልኪ 939፣ ቀጥታ መስመር ስልኪ 011 155 53 00 ወይ 011 156 86 01 ብምድዋል ንከፍልጥ ኣይተ ንጋቱ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment