ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ምስ ተወከልቲ ስቪክ ማሕበራት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ምስ ተወከልቲ ስቪክ ማሕበራት ይካየድ ኣሎ።

እቲ ዘተ ኣብ ሆቴል ኢሊሌ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ኣቐባሊ ቃል ፍሰት ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን መብርሂ ይህቡ ኣለዉ።

ብሰላማዊት ካሳ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment