ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳት ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ሙሁራት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንልዕሊ 300 ዝኾኑ ሙሁራት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ገለፃ ይግበረሎም ኣሎ።

እቲ ገለፃ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተገበረ ዝርከብ እንትኸውን፥ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ትምህርቲን ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ሙሁራት ኢዮም ተባሂሉ።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ፥ ህወሓት ካብ ለውጢ ጀሚሩ ዝኸዶ መገዲን ዝፈፆሞም ገበናት ክሕደት ሃገርን ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብዝምልከት እውን ገለፃ ተገይሩ ኢዩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment