ኣብ እንግሊዝ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 152 ሺሕ ፖውንድ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 152 ሺሕ ፖውንድ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ።

ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እንግሊዝ “ሓደ ሽህ ድራር ንግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ድማ ኣብ እንግሊዝን ከባቢኣን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተሳቲፎም፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን ልዕሊ 152 ሺሕ ፖውንድ ኣታዊ ምእካብ ከምዝተኸኣለ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment