ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ተለዋዋጢ ብዝኾነ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካን ብብርኪ ኣፍሪካን ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ከምዝግባእ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።

ኢታማዡር ሹማት ምክልኻል ኣፍሪካን ሓለፍቲ ድሕንነትን መበል 17 ስሩዕ ኣኼባ ንምስንዳእ ኣኼባ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምክልኻል፣ ድሕንነትን ሰብ ሞያ ድሕንነትን ዝተፈላለዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ሓበራዊ ፃዕሪ ከምዝሓትት ብምሕባር፤ ተለዋዋጢ ብዝኾነ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካን ብብርኪ ኣፍሪካን ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ከምዝግባእ ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment