ኣብ ኣፈፃፅማ መወሰኒ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ክፍተታት ኣለውዎ-ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ መወሰኒ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ኢትዮጵያ  ክፍተታት ከምዘለውዎ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።

ኣብ ኣተገባብራ መወሰኒ ኣዋጅ ፅንሰ ሓሳብ ርክብ መንግስታትን ስርዓት ርክብ መንግስታትን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምብርህራህ ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ስዩም መስፍን (ዶ/ር)፥ እቲ መወሰኒ ኣዋጅ 1231/2013 ክልተ ዓመታት ከምዝገበረ ተዛሪቦም።

እቲ ኣዋጅ ናብ ስራሕ ካም ዝኣቲ ንደሓር ዘለዎ ኣፈፃፅማ ብዝምልከት መፅናዕቲ ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።

ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ መወሰኒ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ክፍተታት ከምዘለዎ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment