ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ከምዝተቛረፀ ቢሮ ልምዓት መሬት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ገሊፆም፡፡

ምስ ልምዓት መሬት እቲ ምምሕዳር ከተማ ተተሓሒዞም ዝረኣዩ ኣብ ፀገማት እናተወሰዱ ዝርከቡ ምምሕዳራዊ ስጉምቲታት ኣመልኪቶም እውን መብርሂ ሂቦም፡፡

ብምዃኑ ክሳብ ሕዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ከምዝተቛረፀ ተዛሪቦም፡፡

ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment