ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 686 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣረኪቡ።
ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ደረጀኦም ዝሓለዉን ናውቲታት ግልጋሎት ዝተማለአሎምን ኢዮም ኢለን።
እዚ ድማ ዝለዓለ ማሕበረዊ ፀገም ዘለዎምን ዓቕሚ ዘይብሎም ነበርቲ፥ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ሓዱሽ ገዛ፣ ብሓዱሽ ተስፋን ሓጎስን ንክቕበልዎ ዘኽእሎም ከምዝኾነ ተዛሪበን።
እተን ከንቲባ፥ ንህንፀት እቶም ኣባይቲ ሓገዝ ንዝገበሩ ሰብ ሃፍቲን ነበርቲ ከተማን አመስጊነን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።