ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፊት ንፊት ኤምባሲ እንግሊዝ ሰልፊ ተቓውሞ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፊት ንፊት ኤምባሲ እንግሊዝ ተኻይዱ።

ተዓደምቲ እቲ ሰልፊ ኣብ ፊትንፊት ኤምባሲ እንግሊዝ ተረኺቦም ተቓውሞኦም ኣስሚዖም።

ጥምረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ደብዳበ ንኤምባሲ እንግሊዝ ኣእቲዩ።

እቶም ሰልፈኛታት ምዕራባውያን ሚዲያታት ካብ ዘጋውሑዎ ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ ንኽቑጠቡ ኣተሓሳሲቦም።

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ምዕራባውያን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ደው ንኸብሉ መልእኽም ኣመሓላሊፎም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment