ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉጅለ ፍልፍል ሓሳብ(ቲንክ ታንክ) ቴክኒክን ሙያን ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉጅለ ፍልፍል ሓሳብ(ቲንክ ታንክ) ቴክኒክን ሙያን ተጣይሹ።

ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፥ ኣብ ዓውዲ ቴክኒክ ሙያን ለውጢ ንክመፅእ ብፍልጠት፣ መፅናዕትን ምርምርን ምድጋፍ ይግባእ ኢለን።

ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ቀፃልነት ብዘለዎ መገዲ ዝፍልፍልሉ ኣሰራርሓን ኣወዳድባን ምፍጣር ክምዝግባእ ድማ ተዛሪበን።

ሎሚ ዝተጣየሸ ጉጅለ ፅቡቕ ጅማሮ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ሃገራዊ ልኡኽ ልምዓት ንምዕዋት ዝለዓለ ግደ ከምዘለዎ ሓቢረን።

Comments (0)
Add Comment