ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ መናእሰይ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደም ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ መናእሰይ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልገሳ ደም ኣካይዶም።

ደምና ንሰራወት ምክልኻልና” ብዝብል መሪሕ ቓል ተወለድቲ ትግራይ ዝኾኑ ኣባላት ማሕበራ ወለንታታት ፍቕሪ፤ ሎሚ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ንምድጋፍ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ኣሳሊጦም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለሰ ኣለሙ፣ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ነብዩ ስሑል ሚካኤልን ተረኺቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment