ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቑ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት እናተቐበሉ ኣብ ልዕሊ ዝሸጡ ሹቓት ንግዲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቑ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን መኪናን እናተቐበሉ ኣብ ልዕሊ ዝሸጡ ሹቓት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ኮሚሽኑ ለኢዜአ በላከው መግለጫ እንዳስታወቀው፥ በመዲናዋ ልደታና ንፋስ ስልክ ላፍቶ ክፍለ ከተሞች የተሰረቁ ዕቃዎችን በመግዛት የተጠረጠሩ ግለሰቦችን በቁጥጥር ሥር ያዋለ ሲሆን ፥ የንብረቶቹ ማከማቻ የነበሩ ሱቆች ላይም እርምጃ ተወስዷል

እቲ ኮሚሽን ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታን ንፋስ ስልኪ ላፍቶን ዝተሰረቑ ኣቑሑት ብምዕዳግ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለን እቶም ንብረታት ይኽዘኑሎም ኣብ ዝነበሩ ሹቓት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደን ገሊፁ።

ካብ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ብተወሳኺ 11 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾ እውን ኣብቲ መግለፂ ተመልኪቱ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስፍሓት እናተርኣየ ዝመፀአ ስርቂን ዘረፋን ንምቁፅፃር ኣብ ቀፃሊ ቁፅፅሩ ብምጥንኻር ስጉምቲ ከምዝወሰድ እቲ ኮሚሽን ኣፍሊጡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment