ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ናይ ትግራይ ተወለድቲ ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ናይ ትግራይ ተወለድቲ ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም።

“ንሕና ተጋሩ ንኢትዮጵያ ኩሉ ጊዘ ደጀን ኢና” ዝበሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖኖሎጂን ዶ/ር ኣብረሃም በላይ፥ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን ኢሎም።

ናይ ተግራይ ህዝቢ ኩሉ ጊዘ ንኢትዮጵያ ሓድነትን ልምዓትን ደው ዝብል ኢዩ፤ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይቲ ህዝቢ ማንነትን ባህሊን ረሲዑ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ አንርከብ ተጋሩ ሎሚ ደም ብምልጋስ ኣብ ጎኒ መከላከያ ምዃንና ነረጋግፅ ክብሉ እውን ገሊፆም።

ናይ ትግራይ ብልፅግና ቤት ፅሕፈት ሓላፊ ኣይተ ሃፍተይ ገ/እግዚአብሔር፥ ህይወት ዝህብ ናይ መከላከያ ሰራዊት ደምና ንምልጋስ ብምርካብና ደስ ኢሉና ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment