ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ዙር ዕፃ 40/60 ኣባይቲ ዝወፅአሎም ዕድለኛታት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቁልፊ ክርከቡ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተኻተቱ 220 ህንፃታት ዝርከብሎም ሳይታት፥
1. መሪ ሎቄ (14 ህንፃታት)
2. እህል ንግድ (5 ህንፃታት)
3. ህንፃ አቅሪቢ (8 ህንፃታት)
4. አስኮ (13 ህንፃታት)
5. አያት 1 ሳይት 1 (14 ህንፃታት)
6. አያት 1 ሳይት 2 (38 ህንፃታት)
7. አያት 1 ሳይት 3 (41 ህንፃታት)
8. አያት 1 ሳይት 4 (39 ህንፃታት)
9. ሰሚት (8 ህንፃታት)
10. ቦሌ ቡልቡላ ሎት 1 (27 ህንፃታት)
11. ቦሌ ቡልቡላ ሎት 2 (13 ህንፃታት) ኢዮም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!