ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ።

እቲ ሓደጋ ካብ ሸራተን ናብ ኣምባሳደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጫፍ ዝርከብ ኣደባባይ ኣብ ዝርከብ ካፌ ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ፡፡

ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ናብቲ ቦታ ከምዝኸዱ እውን ተገሊፁ።

መበገሲን ሓፈሻዊ ዝርዝር ሓበሬታን እቲ ሓደጋ ምስ በፅሐና ክነቕርብ ኢና፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment